Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ፀፅታ ኣብ ሶማሊያ ሓዱሽ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ንኽዋፈር ወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ሶማሊያ ሓዱሽ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ንኽዋፈር ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ብሙሉእ ድምፂ ወሲኑ።

እቲ ውሳነ ፀዲቑ ዘሎ ልኡኽቶ ምኽባር ሰላም ሕብረት ኣፍሪካ (ኣሚሶም) ኣብ ሶማሊያ እዋን ግቡኡ ትማሊ ምዝዛሙ ስዒቡ ኢዩ፡፡

ሓደሽቲ ሓይሊታ ዓቀብቲ ሰላም ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ፅላል ሓዱሽ ዓቃቢ ሰላም ንዝቕፅሉ 33 ኣዋርሕ ኣብ ሶማሊያ ኣብ ወፍሪ ተዋፊሮም ከምዝፀንሑ ሲ ጂ ቲ ኤን ፀብፂቡ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.