ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ልዕሊ 46 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ኮይኑ ዝቐረበሉ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም መንግስቲ እቲ ክልል ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ልዕሊ 46 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ኮይኑ ዝቐረበሉ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም መንግስቲ እቲ ክልል ኣፅዲቑ።
ቤት ምኽ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ክልል ደቡብ ኣብ ዘካየዶ ጉባኤ፥ 46 ቢሊየን 316 ሚሊየን 524 ሺሕን 693 ብር በጀት ኣፅዲቑ፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com