Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ሹመት ኣፈፀምቲ ኣካላት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው ዘቕረቡዎም ኣፈፀምቲ ኣካላት ብቤት ምኽሪ እቲ ክልል ኣፅቑ።

እቲ ቤት ምኽሪ ብ10 ተቓውሞ 3 ድምፀ ተኣቅቦ ብድምፂ ብልጫ ኢዩ ኣፅዲቑዎ።

ብመሰረት እዚ፡-

1ኣይተ ጥላሁን ከበደ ተፀዋዒ መንግስቲ

  1. ኣይተ ተስፉዬ ይገዙ ብመዓርግ ርእሰ ምምሕዳር ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን
  2. ዶክተር ዲላሞ ኦቶሬ ብመዓርግ ርእሰ ምምሕዳር መተሓባበሪ ክላስተርን ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲን

4.ኣይተ ኡስማን ሱሩር መተሓባበሪ ክላስተር ሕርሻን ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን እቲ ክልል

  1. ዶክተር ኣባባየሁ ታደሰ ብመዓርግ ርእሰ ምምሕዳር መተሓባበሪ ክላስተር መሰረተ ልምዓትን ሓላፊ ቢሮ ትራንስፖርት መገዲን

6.ዶክተር ባዪሽ ኣየለ መተሓባበሪት ክላስተር ኢኮኖሚ

7.ኣይተ ኣለማየሁ ባውዲ ብመዓርግ ርእሰ ምምሕዳር መተሓባበሪ ክላስተር ሰናይ ምምሕዳርን ሓላፊ ቢሮ ፀፅታን

  1. ኣይተ ስንታየሁ ወ/ሚካኤል ሓጋዚ ተፀዋዒ መንግስቲ እቲ ክልል

9.ኣይተ ይሁን ኣሰፋ ተፀዋዒ መንግስቲ

10.ወ/ሮ ሜንጌኔ ሙንዲኖ ሁሴን ሓላፊት ቢሮ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን

11.ኣይተ ሃይለማሪያም ተስፋዬ ሓላፊ ቢሮ ቱሪዝም

12.ኣይተ ኣንተነህ ፍቃዱ ሓላፊ ቢሮ ሓለዋ ካባቢ

13.ኣይተ ኣክሊሉ ለማ ሓላፊ ቢሮ ቴክኒክን ሙያን

14.ዜይኔ ቢልካ ሓላፊት ቢሮ ፐብሊክ ሰርቪስ

15.ኢንጂነር ኣክሊሉ ኣዳኝ ሓላፊ ቢሮ ማይ መዓድንን ኢነርጂን

16.ገብሬ ጋጌና ሓላፊ ቢሮ ሳይይንስን ቴክኖሎጂን

17.ተፈሪ ኣባተ ሓላፊ ቢሮ ፋይናንስ

18.ኣይተ ቢረጋ ብርሀኑ ሓላፊ ቢሮ ፈጠራ ዕድል ስራሕ

19.ማሄ ቦዳ ሓላፊት ቢሮ ንግዲን ልምዓት ዕዳጋን

  1. ወ/ሮ ዘይቱና ኢብራሂም ሓላፊት ቢሮ እቶት

21.ወ/ሮ ሰናይት ሰለሞን ሓላፊት ቢሮ ኮሚኒኬሽን መንግስት

22.ኣይተ ሃልገዮ ጅሉ መንግስት ኢንቨስትመንት

23.ኣይተ እንዳሻው ሽብሩ ሓላፊ ቢሮ ጥዕና

24.ኣይተ ሶፎንያስ ደስታ ሓላፊ ቢሮ ፍትሒ

25.ኣይተ ከበደ ሳህሌ ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ሰበኽ ሳግም

26.ኣይተ ተስፋዬ ብላቱ ሓላፊ ቢሮ መናእሰይን ስፖርትን

27.ኣይተ ኦንጋዮ ኦዳ ሓላፊ ጉዳይ ሰራሕተኛን ማህበራዊ ጉዳይን (ካብ ተናሓናሒ ፖርቲ)

  1. ኣይተ ሎምባ ደምሴ ተቖፃፃሪ ትካላት ልምዓት መንግስቲ (ካብ ተናሓናሒ ፖርቲ)

29.ኣይተ ተመስገን ፈይሳ ምክትል ዳይሬክተር መፅናዕቲን ምርምርን ፖሊሲ (ካብ ተናሓናሒ ፖርቲ)

እቲ ጉባኤ ኣብ መወዳእታ ንቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን እቲ ክልል ዝውክሉ ብምምራፅ ተዛዚሙ።

ብጥላሁን ይልማ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.