Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ህፁፅ ጉባኤ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ 6ይ ዙር፤ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ህፁፅ ጉባኤኡ ኣብ ከተማ ባህዳር የካይድ ኣሎ፡፡

እቲ ቤት ምኽሪ ንሓደ መዓልቲ ኣብ ዘካይዶ ህፁፅ ጉባኤ÷ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ሰላም ድሕንነትን እቲ ክልል ከምዝዛተ ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

እቲ ጉባኤ ኣብቶም ዝተገለፁ ዛዕባታት ምስተዛተ ድማ ፀገማት ብዘላቕነት ብዛዕባ ዝፍትሑሉ ኩነታት ቀፀልቲ ኣንፈታት ከቐምጥ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ እቲ ቤት ምኽሪ÷ ሽመታት ከምዝወሃብ ተገሊፁ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.