Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ህፁፅ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት 6ይ ህፁፅ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ።

እቲ ኣኼባ፥ ኣብ ዞባ መተከል ዝተፈጠረ ፀገም ፀፅታ ህይወቶም ዝሰኣኑ፣ ጉድኣት ዝበፅሖምን ወገናት ፀሎት ህሊና ብምግባር ኢዩ ተጀሚሩ ዘሎ፡፡

እቲ ቤት ምኽሪ ምስ ፀገም ፀፅታ ዞባ መተከል ተተሓሒዙ ዝተጠርጠሩ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ናይ ዘይ ምኽሳስ መሰል ከልዕል ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.