Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ 18 መስከረም ክጣየሽ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ 18 መስከረም ምስረትኡ ከምዘካይድ ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ዘርፈሽዋል ንጉሴ ገሊፀን።

ኣብቲ ዕለት ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ስረሖም ብቃለ መሓላ ክጅምሩ ኢዮም ኢሎም።

ምሻም ሓደሽቲ ኣባላት ካቢኔን ስርዓት ኣሰራርሓ ዝተቐየረሉ ደምቢን መምርሒን ከምዝመሓየሽ እውን እተን ኣፈ ጉባኤ ተዛሪበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.