Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ብሄረሰብ በርታ መፀውዒ ሽም እቲ ብሄረሰብ ቤኒንሻንጉል ንኽኸውን ወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄረሰብ በርታ መፀውዒ ሽም እቲ ብሄረሰብ ቤኒንሻንጉል ንኽኸውን ወሲኑ።

እቲ ቤት ምኽሪ 8ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ኣብ ወረዳ ሙከር የሳልጥ ኣሎ፡፡

ኣብቲ ጉባኤ መፀውዒ ሽም እቲ ቤት ምኽሪ ቤኒንሻንጉል ንኽኸውን ዝወሰነ እንትኸውን፥ እቲ ሽም ንምቕያር ዝተፀንዐ መፅናዕቲ ብሙሁራን ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ ቀሪቡ ልዝብ ተገይሩሉ።

ኣብቲ ጉባኤ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ኣባል እቲ ቤት ምኽሪ ብሄረሰብን ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ከምዝተረኸቡ መራኸቢ ሓፋሽ ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ፀብፂቡ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.