Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ።

እቲ ጉባኤ ኣብ መአከቢ ኣዳራሽ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ ተባሂሉ።

ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ 2016 ዓ.ም ብምዝታይ ክፀድቕ ኢዩ ተባሂሉ።

ከምኡውን ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ ባጀት ዓመት 2016 ዋና ኦዲተር እቲ ምምሕዳር ከምዝዛተን ረቂቕ ባጀት ኣዋጅ ከምዘፅድቕን ተገሊፁ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.