Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዓውዲ ባንኪ ንኢንቨስተራት ወፃኢ ክፉት ንምግባር ዝቐረበ ረቂቕ ፖሊሲ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዓውዲ ባንኪ ንኢንቨስተራት ወፃኢ ክፉት ንምግባር ዝቐረበ ረቂቕ ፖሊሲ ብምፅዳቕ ኣብ ስራሕ ንክውዕል ወሲኑ።

ኣገልግሎት እቲ ዓውዲ ብፍልጠትን ቴክኖሎጂን ንምድጋፍ፣ ኢኮኖሚ ሃገርና ምስ ዕዳጋ ዓለም ዘለዎ ምትእስሳር ናብ ዝሓሸ ብርኪ ንምስግጋር ከመዝሕግዝ ድማ ተሓቢሩ።

ብተወሳኺ ዓውዲ ፋይና|ንስ ተወዳዳሪ ኣብ ምግባር፣ ውፅኢታዊት ቅልጡፍን ንምግባር ብቑዕ ኣቕርቦት ፋይናንስ ንክህሊ ዘኽአል ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ስለዝኾነ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ፥ ዓውዲ ባንኪ ንኢንቨስተራት ወፃኢ ክፉት ንምግባር ዝቐረበ ረቂቕ ፖሊሲ ብምፅዳቕ ኣብ ስራሕ ንክውዕል ወሲኑ ኣሎ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.