Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ።

  1. እቲ ቤት ምኽሪ ረቂቕ ፖሊሲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ብዝምልከት፥ ንሓደሽቲ ለውጢታትን ባህጊታትን ምላሽ ምሃብ ዘኽእልን ልምዓት ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ዘቀላጥፉ ኩለ መዳይ ፖሊሲ ምስንዳእ ኣድላዪ ከምዝኾነ ስለ ዝተኣመነሉ ኣብ ዝቐረበ ረቂቕ ፖሊሲ ዘቲዩ። ኣብቲ ዝቐረበ ብዕምቆት ብምዝታይ እታዎታት ወሲኹ ኣብ ስራሕ ንክውዕል ወሲኑ።
  2. ኣወዳድባ ስልጣንን ተግባርን 11 ኣፈፀምቲ ትካላት ንምውሳን ኣብ ዝቐረበ ረቂቕ ደንቢ ተዛቲዩ። ብመሰረት እዚ፦
  • በዓል መዚ ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ፣
  • ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ጂኦስፓሻልን ኢትዮጵያ ፣
  • ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ፌዴራል ፣
  • በዓል መዚ ገብርና ኢትዮጵያ፣
  • በዓል መዚ ደን ልማት ኢትዮጵያ
  • ኢንስቲትዩት ልምዓት እንስሳት፣
  • ኢንስቲትዩት ጥዕና እንስሳት፣
  • ኢንስቲትዩትልምዓት ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ፣
  • ኢንስቲትዩት ጂኦሎጂካል ኢትዮጵያ፣
  • ኢንስቲትዩት ኢንዱስትሪ ልምዓት ዕደናን
  • ኢንስቲትዩት ኢንተለጀንስ ኣርቲፊሻልን ብድምር ኣወዳድባ ስልጣንን ተግባርን 11 ኣፈፀምቲ ትካላት ንምውሳን ኣብ ዝቐረበ ረቂቕ ደንቢ ብምዝታይ እታዎታት ብምውሳኽ እቶም ደንቢታት ኣብ ነጋሪት ጋዜጣ ተሓቲሞም ካብ ዝወፅእሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ንክውዕሉ እቲ ቤት ምኽሪ ወሲኑ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.