Fana: At a Speed of Life!

ባይቶ ወከልቲ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ሎሚ መዓልቲ መበል ሻድሻይ ካልኣይ ዓመት ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ።

ኣብቲ ኣኼባ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ 30 መስከረም 2015 ዓ.ም ኣብ መኽፈቲ ስነስርዓት ክልቲኦም ኣብያተ ምኽሪ ዘቕረብኡ መኽፈቲ ኣመልኪቱ ዝቐረበ ድጋፍ ሞሽን ከዳምፅ ኢዩ።

ዝተፈላለዩ ረቀቕቲ ኣዋጃት መርሚሩ ነዝምልከቶ ቀዋሚ ኮሚቴ ከምዝመርሕ ካብቲ ቤት ምኽሪ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.