Fana: At a Speed of Life!

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል ሓዊሱ ናይ ካልኦት ውልቀሰባት ናይ ዘይምኽሳስ መሰል ኣልዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ብዝተፈላለዩ ገበናት ዝጠርጠሮም ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል ሓዊሱ ናይ 39 ውልቀሰባት ናይ ዘይምኽሳስ መሰል ንምልዓል ዘቕረቦ ውሳነ ሓሳብ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ።
ብመሰረት እዚ፦
ዶክተር ደብረጸዮን ገብረሚካኤል
ኣይተ አስመላሽ ወልደስላሴ
ኣይተ ኣባይ ፀሃዬ
ዶክተር ኣምባሳደር ኣዲስኣለም ባሌማ
ኣይተ ጌታቸው ረዳ
ኣይተ ኣፅበሃ አረጋዊ
ኣይተ ገብር እግዚአብሄር ኣርአያ፣ ኣይተ ታደሰ ሃይሌ፣ ዶክተር መብርሃቱ መለሰ፣ ወይዘሮ ለምለም ሓድጎ፣ ኣይተ ሓለፎም ግደይ፣ ወይዘሮ መብራት
ገብረጊዮርጊስ፣ ወይዘሮ ሙሉ ገብረእግዚአብሄር፣ ወይዘሪት ልእልቲ ፀጋዬ፣ ወይዘሮ ማምት ተስፋይ፣ ወይዘሮ ማና ኣብረሃ፣ ኣይተ ካልአዩ ገብረህይወት፣ ኣይተ ሚሊዮን ሃይለስላሴ፣ መምህር በርሀ ዝግታ፣ ኣይተ ታደለ አሰፋ፣ ኣይተ ነጋ አሰፋ፣ ወይዘሮ ናፈቁሽ ደሴ፣ ወይዘሮ ሺሻይ ሀብተስላሴ፣ ወይዘሮ አልማዝ አርአያ፣ ኣይተ አረጋዊ አፅበሃ፣ ወይዘሮ አሰለፈች በቀለ፣ ወይዘሮ አስቴር አማረ፣ አቶ አለምሰገድ ወረታ፣ ዶክተር አብረሃም ሀይሌ፣ አቶ ኪሮስ ወልደሚካኤል፣ አቶ ሽምዬ ገብሬ፣ አቶ ካሳ ጉግሳ፣ ወይዘሮ አበራሽ አድማሱ፣ አቶ ዩሃንስ በቀለ፣ አቶ ዳኛው በለጠ፣ ወይዘሮ ፅዋሃብ ታደሰ፣ ኣይተ ዊንታ ተኽሉ፣ ኣይተ ግርማዬ ሻዲን ኣብ ካልኦት ተወከልቲ ህወሓትን ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ናይዘይምኽሳስ መሰል ብሙሉእ ድምፂ ፀዲቑ።
እቶም ውልቀ ሰባት ዝተጠርጠርሉ ገበን ኣፅዋር ሒዝካ ብምዕማፅ፣ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምውጋእን ካልኦት ተመሳሰልቲ ገበናትን ቀንዲ ኣፈፃምነት ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ብሃይለኢየሱስ ስዩም
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.