Fana: At a Speed of Life!

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝተፈላለዩ ረቀቕቲ ኣዋጃት ናብ ቀዋሚ ኮሚቴ ፕላንን ልምዓትን መሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ዝተፈላለዩ ረቀቕቲ ኣዋጃት ናብ ቀዋሚ ኮሚቴ ፕላንን ልምዓትን መሪሑ።

እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ መዓልቲ ፈላማይ ስሩዕ ኣኸብኡ ኣሳሊጡ።

ኣብቲ ዘካየዶ ኣኼባ ቶም ረቀቕቲ ኣዋጃት ብዝምልከት ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ሕቶታት ቀሪቦም ዘተ ተገይሩሉ ኢዩ።

ስለዝኾነ ነቶም ኣዋጃት ብምምርማር ንዝርዝር ምርኣይ ናብቲ ቀዋሚ ኮሚቴ መሪሑ።

ብተወሳኺ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ምኽፈቲ ስነ ስርዓት ክልቲኦም ኣብያተ ምኽሪ ዘኽተረብኡ መኽፈቲ መደረ ድጋፍ ሞሽን ተደሚፁ።

እተን ፕሬዚዳንት ዝገበርኡ መደረ ብዝምልከት ኣብ ቀረባ እዋን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መብርሂ ክህብሉ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ብኣፈወርቅ እያዩን ምንይችል ኣዘዘውን

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.