Fana: At a Speed of Life!

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዞባ ጎፋ ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝበፅሐ ጉድኣት ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ጣቢያ ኬንቾ ሳቻ ጎዝዲ ዘጋጠመ ሃንደበታዊ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ስዒቡ ብዘጋጠመ ምጥፋእ ህይወት ሰባት ዝተሰመዖ መሪር ሓዘን ገሊፁ፡፡

እቲ ቤት ምኽሪ በቲ ሓደጋ ጉድኣት ንዝበፅሖም ስድራ ግዳያትን ዘመድ ኣዝማድን ፅንዓት ተመኒዩ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.