Fana: At a Speed of Life!

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ናይ ሓደ ኣባል እቲ ባይቶ መሰል ዘይምኽሳስ ኣልዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ናይ ሓደ ኣባል እቲ ባይቶ መሰል ዘይምኽሳስ ኣልዒሉ።

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መበል 13 ስሩዕ ጉባኤኡ እናካየደ ይርከብ፡፡

ኣብ ጉባኤኡ ድማ ሚኒስቴር ፍትሒ ብዘቕረቦ ሕቶ መሰረት ብምግባር ናይ ሓደ ኣባል እቲ ባይቶ መሰል ዘይምኽሳስ ኣልዒሉ።

ናይ ዘኽምኽሳስ መሰሎም ዝተልዓለ ኣባል ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፥ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ቡሌ ሆራ ዝነበሩ ዶክተር ጫላ ዋታ ኢዮም፡፡

ዶክተር ጫላ ዋታ ናይ ዘይምኽሳስ መሰሎም ዝተልዓለ፥ የተነሳው ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ቡሌ ሆራ ኣብ ዝነበሩሉ እዋን ስርዓት ዕድጊት መንግስቲ አንተይተኸተሉ ዝተፈላለዩ ዕድጊታት ፈፂሞም ብዝብል ገበን ግዕዝይና ስለዝተጠርጠሩ ኢዩ፡፡

ብመላኩ ገድፍ

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.