Fana: At a Speed of Life!

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ መበል 1 ሺሕን 445 ብዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ።

ኣብ መልእኽቱ፥ ብዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ናይ ሰላም፣ ምድግጋፍን ምትሕስሳብን መግለፂ ብምዃን ንክሓልፍ ሰናይ ትምኒቱ ገሊፁ።

ህዝበ ሙስሊም ምስ ካልኦት ኢትዮጵያዊያን ወገናቱ ብምዃን ሰላምን ሓድነትን ኢትዮጵያ ንምፅናዕ፣ ኩለ መዳይ ምዕባለ ዜጋታት ንምርግጋፅ ዝገብሮ ዘሎ ኩለ መዳይ ኣስተዋፅኦ ኣጠናኺሩ ንክቕፅል እቲ ባይቶ ኣተሓሳሲቡ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.