Fana: At a Speed of Life!

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት 5ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ።
እቲ ባይቶ ኣብ መአከቢ ኣዳራሽ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኢዩ ስሩዕ ኣኼቡኡ እናሳለጠ ዝርከብ፡፡
ኣብ ኣኼቡኡ ድማ ኣብ 6ይ ዓመት 2ይ ፍሉይ ኣኼቡኡ ዝተትሓዘ ቃለ ጉባኤ መሪሚሩ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡
ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ከምዝዝቲ ካብቲ ባይቶ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.