Fana: At a Speed of Life!

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ “እትትከል ሃገር፣ ዘፅንዕ ትውልዲ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣካይዶም።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ባይቶ፣ ኣባላት እቲ ባይቶ፣ ሰራሕተኛታትን ሓለፍቲ ስራሕን እቲ ቤት ፅሕፈት ተሳቲፎም።

ምክትል ኣፈ-ጉባኤ ወ/ሮ ሎሚ በዶ፥ እቲ መርሃ ግብሪ ከምዘጀመራ ኣብቲ ባይቶ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣብ ክፍለ ከተማ ኣራዳ፣ ኣራት ኪሎ ክሳብ መገናኛ ኣብ ዘሎ ኮሪደር ልምዓት፣ ሓዱሽ ኣብ ዝተሰናድአ ናይ ቀበና ሓምለዋይ ከባቢ ዝተኸሉ አንትኾኑ፥ 3 ሺሕን 600 ፈልስታት ኣብቲ መርሃ ገብሪ ከምዝተተኸሉ ተገሊፁ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.