ባይቶ ክልል ጋምቤላ መበል ሓምሻይ ህፁፅ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 02 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ጋምቤላ መበል ሓምሻይ ህፁፅ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ።
እቲ ህፁፅ ጉባኤ ኣብ ዝህልዎ ናይ ሓደ መዓልቲ ፃንሒት በዝሒ ኣባላት እቲ እርከን ንምውሳን ኣብ ዝወፅአ ረቂቕ ኣዋጅ ብምዝታይ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።
ኣብቲ ጉባኤ ኣባላት ቤት ምኽሪ ሓዊሱ ልዕሊ 250 ዝኾኑ ኣመራርሓ ክልል፣ ዞባ፣ ወረዳ፣ ዓበይቲ ዓዲ፣ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ተወከልቲ ኣወዳድባ መናእሰይን ደቂ ኣኒስቲዮን ተረኺቦም ኣለዉ።
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ
ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!