Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ፀሓይ ኣብ ባንክ ኢንዱስትሪ ተነሓናሒ ኮይኑ ንምቕፃል ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ፀሓይ ኣብ ባንክ ኢንዱስትሪ ተነሓናሒ ኮይኑ ንምቕፃል ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፁ።

እቲ ባንኪ ምስ ሰብ ኣክሲዮን ፈላማይ ስሩዕ ጉባኤኡን ቀዳማይ ህፁፅ ሓፈሻዊ ጉባኤኡን ኣሳሊጡ።

እቲ ባንኪ ካብ ዝነበሮ 2 ቢሊየንን 867 ሚሊየንን 466 ሺሕ ብር ናብ 5 ቢሊየን ብር ክብ ንምባል ኣብቲ ጉባኤ ፀዲቑ።

ኣገልግሎት ዝህበሎም 30 ቅርንጫፋት ከምዘለውዎ ተገሊፁ።

ብቅድስት ብርሃኑ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.