Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ገዳ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ገዳ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ ስራሕ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ።

እቲ ባንኪ ካብ ኣስታት 28 ሺሕ ኣባላት ኣክሲዮን ብዝተኣከበ 552 ሚሊየን ብር ዝተኸፈለ ካፒታልን 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብርን ዝተፈረመ ካፒታል ኢዩ ስርሑ ጀሚሩ ተባሂሉ።

ኣብ ፈላማይ ዙር ልዕሊ 30 ቅርንጫፋት ከምዝህሉዎ  ኣፍሊጡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.