Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ዓለም ኢትዮጵያ ሓዊሱ ን6 ሃገራት ኣፍሪካ ንዓውዲ ግብርና ዝውዕል 60 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዳይሮክቶሬት ቦርድ ባንኪ ዓለም ኢትዮጵያ ሓዊሱ ን6 ሃገራት ኣፍሪካ ንዓውዲ ግብርና ዝውዕል 60 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ገይሩ።

እቲ ደገፍ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 2019 ኣብ ዝተገበረ ጉባኤ ለውጢ ከባቢ ኣየር ብመሰረት ዝተኣተወ ቃል ንምዕዋት ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ዓለም ለኻዊ ትካላት ኣብ ምግቢ ውሕስና ዘተኮረ መፅናዕቲ ንክገብሩን ከባቢታት ገፀር ኣብ ግብርና ዘድሃበ ደገፍ ንክገብሩን ዝሕግዝ ኢዩ።

ብመሰረት እዚ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ንሃገራት ሴኔጋል፣ ጋና፣ ማሊ፣ ኬንያን ዛምቢያን ደገፍ ከምዝተገበረ ተሓቢሩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል  FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.