Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ዓለም ንምዕባለ ኣተኣኻኽባ እቶት ውሽጢ ዓዲ ዝገብሮ ደገፍ ከምዘጠናኽር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ንምዕባለ ኣተኣኻኽባ እቶት ውሽጢ ዓዲ ዝገብሮ ደገፍ ከምዘጠናኽር ኣፍሊጡ።

ሚኒስቴር እቶትን ጉጅለ ልኡኽ ባንኪ ዓለምን ካብ ውሽጢ ዓዲ ዝእከብ እቶት ንምዕባይ ዘኽእል ዘተ ኣሳሊጦም።

ሚኒስትር እቶም ኣይናለም ንጉሴ፥ ዘበናዊ ስርዓት ምምሕዳር ታክስ ብምህናፅ ትካል ዝሓዞ ሃገራዊ ወፃኢ ብሃገራዊ እቶት ንምሽፋን ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ባንኪ ዓለም ዝገብሮ ደገፍ ኣስተዋፅእኡ ልዑል ኢዩ ኢለን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.