Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ኣካውንት 34 ትካላት ፋይናንስ ህወሓት ከምዝኣገደ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባንኪ ኣካውንት 34 ትካላት ፋይናንስ ህወሓት ከምዝኣገደ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።

ሱር ኮንስትራክሽን ፣ ጉና ስራሕቲ ንግዲ፣ ትራንስ ኢትዮጵያ፣ መስፍን ኢንዱስትሪያል ኢንጅነሪንግ ፣ ማሕበር መመላለሲ ህዝቢ ሰላም፣ ሜጋ ማተሚያ፣ ኢፈርት ሓላፊነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ከምኡ እውን ኢፈርት ኤሌክትሪካል ቢስነስ እገዳ ካብ ሞንጎ ዝተገበረሎም ትካላት ኢዮም፡፡

ፍልፍል፦ ኢቢሲ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.