Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ንግዲ ኬኒያ ኣብ ዓውዲ ፋይናንስ ኢትዮጵያ ንምውፋር ዘለዎ ድልየት ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኬኒያ ኣብ ዓውዲ ፋይናንስ ኢትዮጵያ ንምውፋር ዘለዎ ድልየት ገሊፁ።

ጉጅለ ልኡኽ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ባንኪ ኣብ ኮሚሽን ኢንቨስትመነት ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም።

እቲ ልኡኽ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ዓውዲ ፋይናንስ ንሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ክፍቲ ምግባሩ ንኢዱ።

ስለዝኾነ ባንኪ ንግዲ ኬኒያ ኣብ ዓውዲ ፋይናንስ ኢትዮጵያ ንምውፋር ዘለዎ ድልየት ምግላፁ ካብቲ ኮሚሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ምክትል ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ተመስገን ጥላሁን፥ ፖሊሲታት ኢንቨስትመንት፣ ምምሕያሻት ኢኮኖሚን ዕላማ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ዓውዲ ፋይናንስ ንሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ክፍቲ ምግባሩን ብዝምልከት መብርሂ ሂቦም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.