Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዓማዊሉ ካብ መደናገርቲ ንባዕልቶም ክሕልዉ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዓማዊሉ መርሃ ግብሪ ሽልማት እናበሉ ተግባር ስርቂ ካብ ዝፍፅሙ  መደናገርቲ ንባዕልቶም ክሕልዉ ኣተሓሳሲቡ።

ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣይተ ኣቤ ሳኖ፥ ናብ ዓማዊል ስልኪ ብምድዋል ኝልማት ከምዝበፅሖም ተዛሪቦም ገንዘብ ንከእትዉ ብምሕታት ስርቂ ዝፍፅሙ መደናገርቲ ቁፅሮም ከምዝተበራኸተ ሓቢሮም።

ይኹን እንበር ብስልኪ “እዚ ኣእትዉ እዚ ኣውፅኡ” ዝብል ነገር ብባንኪ ከምዘየለ ሓቢሮም።

ስለዝኾነ ዓማዊል ካብ መደናገርቲ ንባዕልቶም ክሕልዉ ኣተሓሳሲቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.