Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ብዘይኣግባብ ተወሲዱ ካብ ዝነበረ ገንዘብ እቲ 98 ነጥቢ 9 ሚኢታዊ ከምልስ ከምዝኸኣለ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ምስ ሲስተም ምምሕያሽ ተተሓሒዙ ብዘይኣግባብ ተወሲዱ ካብ ዝነበረ 801 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ገንዘብ እቲ 98 ነጥቢ 9 ሚኢታዊ ወይ እውን 792 ነጥቢ 71 ሚሊየን ብር ከምልስ ከምዝኸኣለ ገሊፁ።

ዝተረፈ ገንዘብ ናይ ምምላስ ስራሕ ከምዝቐፀለ እውን ኣፍሊጡ፡፡

7 መጋቢት 2016 ዓ.ም ምስ ሲስተም ምምሕያሽ ተተሓሒዙ ብዘጋጠመ ፀገም ምኽንያት 801 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ብዘይኣግባብ ከምዝተወሰደ ይዝከር፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.