Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ብሞባይል ባንኪንግ ትኬት መገዲ ኣየር ኣብ ዝገዝኡ ዓማዊል ኣንቢሩዎ ዝነበረ ገደብ መጠን ብር ኣልዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ብሞባይል ባንኪንግ ትኬት መገዲ ኣየር ንምግዛእ ቅድሚ ሕዚ ዝነበረ ገደብ 100 ሺሕ መጠን ብር ከምዘልዐለ ኣፍሊጡ።

እቲ ባንኪ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ዓማዊሉ ትኬት በረራ ንምግዛእ ኖት ብር ምሓዝ እንተየድለዮም ብሞባይል ባንኪንግ ብዘይገደብ ዕድጊት ክፍፅሙ ከምዝኽእሉ ሓፍሊጡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.