Fana: At a Speed of Life!

ባህጊ ሓበሬታ ሕብረተሰብ ተበፃሒ ንምግባር ምስፍሕፋሕ መራኸብቲ ሓፋሽ ጥራሕ እኹል ኣይኮነን-መሓመድ እድሪስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባህጊ ሓበሬታ ሕብረተሰብ ተበፃሒ ንምግባር ምስፍሕፋሕ መራኸብቲ ሓፋሽ ጥራሕ እኹል ኣይኮነንክብሉ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ መሓመድ እድሪስ ገሊፆም።

ቁፅሪ እተን መራኸብቲ ሓፋሽ ካብ ምውሳኽ ብዝሓለፈ ሓቃዊ ሓበሬታ ዝምግቡን ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ዝሕልዋን ክኾና ከምዝግባእ ተዛሪቦም።

እቶም ዋና ዳይሬክተር ነዚ ዝበሉ፥ “ሓቃዊ ሓበሬታ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነትን ብዝብል መሪሕ ቃል ዓመታዊ ኮንፈረንስ ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን ይካየድ ኣብ ዘለሉ እዋን ኢዩ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.