Fana: At a Speed of Life!

ባህር ዳር ብዝዘናገዐሎም መዘናግዒ ቦታታት፣ ብስክሌት ብናፅነት ምሽክርካር ብዘኽእሉ ሰፋሕቲ መገዲታት እናወቀበት ትርከብ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባህር ዳር ሕብረተሰብ ብዝዘናገዐሎም መዘናግዒ ቦታታት፣ ብስክሌት ብናፅነት ምሽክርካር ኣብ ዘኽእሉ ሰፋሕቲ መገዲታት እናወቀበት ትርከብ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡

“ባህር ዳር ሕብረተሰብ ብዝዘናገዐሎም መዘናግዒ ቦታታት፣ ብስክሌት ብናፅነት ምሽክርካር ኣብ ዘኽእሉ ሰፋሕቲ መገዲታት እናወቀበት ትርከብ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡

ንጣና ሸፊኑ ዝነበረ ጣሻ ተገልቢዩ ሕቡእ ፅባቐ እቲ ቃላይ ዝርግሕ ኢሉ ምርኣይ ደስታ የጎናፅፍ” ኢሎም፡፡

“ንኣገልግሎት ክፍቲ ዝኾኑ ይኹኑ ኣብ ከይዲ ዝርከቡ ቦታታት መዘናግዒ ህዝቢ፣ ብዘላቕነት ንነዊሕ ዓመታት ንኸገልግሉ ሕብረተሰብ ብመንፈስ በዓል ዋናነት ክሕልዎምን ክከናኸኖምን ይግባእ” ክብሉ ኣገንዚቦም፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.