Fana: At a Speed of Life!

ቢሮ እቶት ኣዲስ ኣበባ ኣብ ትሽዓተ ኣዋርሕ ልዕሊ 43 ቢሊየን ብር ከምዝኣከበ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ልዕሊ 43 ቢሊየንን 157 ሚሊየን 43 ሺሕ ብር ከምዝኣከበ ቢሮ እቶት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።

እቲ ቢሮ ኣብቶም ኣዋርሕ 37 ቢሊየንን 340 ሚሊየን 41 ሺሕ ብር ንምእካብ ተሊሙ ኢዩ፤ 43 ቢሊየንን 157 ሚሊየን 43 ሺሕ ብር ክእክብ ዝኸኣለ፡፡

ብመሰረት እዚ ድማ 115 ነጥቢ52 ሚኢታዊ ናይ ትልሙ ክፍፅም ከምዝኻኣለ ኣመልኪቱ፡፡

እቲ ኣፈፃፅማ ብመንፅር ትልሚ እንትረአ 5 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ሓለፋ ዘርአየ እንትኸውን፥ ምስ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ እዋን እንትነፃፀር ልዕሊ 10 ቢሊየን ብር ወይ ድማ 33 ነጥቢ 56 ሚኢታዊ ዕቤት ከምዘርአየ ካብቲ ቢሮ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.