Fana: At a Speed of Life!

ቡናን ክብሪታት ባህሊን ኢትዮጵያ ንኢትዮጵያ ንምፍላጥ ዘኽእል ልዝብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቡናን ክብሪታት ባህሊን ኢትዮጵያ ንኢትዮጵያ ንምፍላጥ ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ዘድሃበ ልዝብ ተኻይዱ።

ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሾመ ቶጋ ኢዮም ምስ ፕሬዚዳንት ማእኸል ቡና ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ዩዋንዌ ጉኦ ኣብቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም ዝተዛተዩ፡፡

እቲ ማእኸል ቡና ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ማርች 2019 ብሓበራዊ ምትሕብባር ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ቻይናን ቴክኖሎጂ፣ ባህልን ኮሙኒኬሽን ሆን ቼንን ዝተጣየሸ እንትኸውን፥ ፍርያት ቡን ኢትዮጵያ ንቻይናውያን ንምፍላጥን ናብ ዕዳጋ ብምቕራብን ልዑል ኣስተዋፅኦ እናበርከተ ከምዝኾነተገሊፁ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.