በጀት 2016 ዓ.ም ክልል ዓፋር ልዕሊ 11 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ብምዃን ፀዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በጀት 2016 ዓ.ም ክልል ዓፋር 11 ቢሊየን 993 ሚሊየን ብር ብምዃን ፀዲቑ።
ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ኣብ ስሩዕ ጉባኤኡ በጀት 2016 ዓ.ም እቲ ክልል መርሚሩ ኣፅዲቑ።
ፀገም ሕፅረት በጀት ኣብ ምፍታሕ ዓቕሚ እቶት ምድንፋዕን ኣድላዪ ዘይኮኑ ወፃኢታት ምንካይን ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣተሓሳሲቦም።
ኣታዊ ብግቡእ መገዲ ምእካብ እንተዘይተኻኢሉ ድማ ፈተናታት ምስጋር ከምዝከኣል ምግላፆም ኢቢሲ ፀብፂቡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com