Fana: At a Speed of Life!

በዓል ፋሲካ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊን ባህላዊን ስነ-ስርዓት ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ፋሲካ ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊን ባህላዊን ስነ-ስርዓት ተኸቢሩ።

ትንሳኤ ኢየሱስ ክርስቶስ ንድደቂ ሰባት ድሕነትን ሰላምን ዝተረኸበሉ ከምዝኾነ ኣቦታት ሃይማኖት ገሊፆም፡፡

ብምዃኑ ብትንሳኤ ኢየሱስ ክርስቶስ ዝተረኸበ ሰላም፤ ክርስቲያን ምእመናን ሰናይ ተግባራት ብምስራሕ ከኽብሩዎ ከምዝግባእ ኣገንዚቦም፡፡

ክርስቲያን ምእመናን ሰላምን ሓድነትን ሃገር  አንድነት ንምርግጋፅ ተጊሆም ንኽሰርሑ እውን እቶም ኣቦታት ሃይማኖት መልእኽቶም ኣመሓላሊፎም፡፡

እቲ በዓል ምስ ዝተፀገሙ ወገናት ሓርካ ምሕላፍ ከምዝግባእ እውን ኣተሓሳሲቦም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.