Fana: At a Speed of Life!

በዓል ፋሲካ ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ፋሲካ ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ።

በዓል ትንሰሳኤ ምኽንያት ብምግባር ኣቦታት ሃይማኖት ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ በዓል ትንሳኤ ኢየሱስ ክርስቶት እንትነኽብር ሓድነትና ብምጥንኻርን ዘላቒ ሰላም ኢትዮጵያ ንምዕሳልን ብተግባር ብምስራሕ ክኸውን ይግባእ” ኢሎም፡፡

“ትንሳኤ ኢየሱስ ክርስቶስ ሓጥያት ወዲ ሰብ ዝተሰረየሉ፣ ፍቕሪ ዝተረኸበሉ ከምኡ እውን ድኽንነትን ዝተጎናፀፈሉ ኢዩ” ኢሎም፡፡

እቲ በዓል ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ንፀገም ዝተቓልዑ ወገናት ብምሕጋዝን ብምክንኻንን ምሕላፍ ከምዝግባእ እውን እቶም ኣቦታት ሃይማኖት ኣተሓሳሲቦም፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.