Fana: At a Speed of Life!

በዓል ጥምቀት ኣብ ጃን ሜዳ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ኣብ ጃን ሜዳ ኣዲስ ኣበባ ብሰዓብቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ይኽበር ኣሎ ።

እቲ በዓል ብዝተፈላለዩ ስነ ስርዓታት ሃይማኖት ይኽበር ኣሎ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.