Fana: At a Speed of Life!

በዓል ጥምቀት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጃንሜዳ ብድሙቕ ኩነታት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጃንሜዳ ብተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ብድሙቕ ኩነታት ይኽበር ኣሎ።

ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ሩባ ዮርዳኖስ ዝተጠመቐሉ ዕለት ብምሕሳብ ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ዝኽበር በዓል ጥምቀት፥ ሃይማኖታዊ ስርዓቱ ብዝሓለወ መልክዑ ኣብ ጃን ሜዳ እናተኸበረ ይርከብ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.