Fana: At a Speed of Life!

በዓል ጥምቀት ብዝደመቐ መገዲ ንምኽባር ኩሉ ሰብ ግድኡ ክዋፃእ ይግባእ-ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ብዝደመቐን ፍፁም ሰለማዊ ብዝኾነን መገዲ ንምኽባር ኩሉ ሰብ ግድኡ ክዋፃእ ይግባእ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ገሊፀን።

ከንቲባ ኣዳነች በዓል ጥምቀን ሃይማኖታዊ ክብሩ ብዝሓለወ መገዲ ንክኽበር ኣቦታት ሃይማኖት ሓዊሱ ምስ ነበርቲ እታ ከተማ ዘቲየንንክኽበር ኣቦታት ሃይማኖት ሓዊሱ ምስ ነበርቲ እታ ከተማ ዘቲየን።

ኣብ ማሕበረዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ እቲ በዓል ንምኽባር ናብ ከተማና ዝመፅኡን ካብ ወፃኢ ዓዲ ዝመፅኡ ሃወፅቲን ዝርከብሉ ኣብ ዩኔስኮ ዝተመዝገበ ሃገራዊ ቅርሲ በዓል ጥምቀት ብዝደመቐ መገዲ ንምኽባር ኩሉ ሰብ ግድኡ ክዋፃእ ይግባእ ኢለን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.