Fana: At a Speed of Life!

በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 125 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ይኽበር ኣሎ።

ኣብቲ በዓል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን፣ ሃርበኛታት፣ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ካብ ዝተፈላለዩ ፍሉይ ዞባ ኦሮሚያ ፊንፊነ ዙርያ ዝመፅኡ ኣስታት 20 ሺሕ ዝኾኑ ፈረሰኛታት ተረኺቦም።

እቲ መርሃ ግብሪ ኣባገዳታትን ዓበይቲ ዓዲን ብምርቓት ዝጀመርዎ እንትኾኑ፥ ኢትዮጵያውያን ኣብቲ ኲናት ዝፈፀምዎ ተጋድሎ ዘዘኻኽር ምርኢት ፈረሰኛታት ተኻይዱ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

 

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.