Fana: At a Speed of Life!

በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሰነ፣ 2016(ኤፍ.ቢ.ሲ) መበል 1 ሽሕን 445 ዓመተ ሂጅራ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡

እቲ በዓል ሰላትን ተክቢራን ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት ኢዩ ኣብ ስታዲየም ጅግጅጋ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡

ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምኽባር÷ ተወካሊ ርእሰ ምምሕዳርን ሓላፊ ቢሮ ገንዘብ እቲ ክልልን ኣይተ ኣብዱረህማን ኣህመድ ሓዊሱ ኣመራርሓ እቲ ክልልን ኣቦታት ሃይማኖትን ተረኺቦም፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.