Fana: At a Speed of Life!

በዓል ዒድ ሸዋል ኣብ ዓለም ብቕርስነት ተመዝጊቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣከባብራ በዓል ዒድ ሸዋል ብብርኪ ዓለም ኣብ ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን ሕቡራት መንግስታት(ዩኔስኮ) ብዘይድህሰሱ ቕርስታት ተመዝጊቡ።

ብመሰረት እዚ ኣብ ሃገርና መበል ሓምሻይ ቅርስ ኮይኑ ኣሎ ተባሂሉ።

ኣከባብራ በዓል ዒድ ሸዋል ብቕርስነት ምምዝጋቡ፥ ፍሰት ቱሪዝም ንክዛይድ ካብ ምግባር ብተወሳኺ እወንታዊ ገፅታ ኣብ ምህናፅ ልዑል ግደ ከምዘለዉ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.