Fana: At a Speed of Life!

በዓል ኢሬቻ ብሰላም ንኽኽበር ህዝቢ ኦሮሞ ትፅቢት ዝግበረሉ ነገር ንኽዋፃእ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብዙሕ ፈተናታት ኮይኑ ዝኽበር በዓል ኢሬቻ ብሰላም ንኽኽበር ህዝቢ ኦሮሞ ትፅቢት ዝግበረሉ ነገር ንኽዋፃእ መዳለዊ ኮሚቴ እቲ በዓል ፀዊዑ።

በዓል ኢሬቻ እዚ ዓመት 22 መስከረም ኣብ ኣዲስ ኣበባ፤ 23 መስከረም ድማ ኣብ ቢሾፍቲ ሆራ ኣርሰዲ ከምዝኽበር ተገሊፁ፡፡

ብመሰረት እዚ እቲ በዓል ብሰላም ንኽኽበር ኣድላዪ ምድላው ከምዝተዛዘመ ኣካቢ እቲ መዳለዊ ኮሚቴ በዓል ኢሬቻ ኣይተ ከበደ ዴክሲሳ ገሊፆም፡፡

ብያዴሳ ጌታቸው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.