Fana: At a Speed of Life!

በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መስከረም ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ።

እቲ በዓል ብምርቓት ኣባ ገዳታት ኢዩ ተጀሚሩ።

ኣባ ገዳታት፣ ሃደ ሲንቄታት፣ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ኣኽበርቲን ዕዱማት ኣጋይሽን ኣብቲ በዓል ተረኺቦም።

እቲ በዓል፥ “ኢሬቻ ተምሳሌት ሓንድነትን ሕውነትን” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.