Fana: At a Speed of Life!

በዓል ትንሳኤ ብዘይ ምንም ስግኣት ፀፅታ ንክኽበር ዘኽእል ምድላው ከምዝዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ፌዴራል  ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ትንሳኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከባቢታት ኢትዮጵያን ብዘይ ምንም ስግኣት ፀፅታ ንክኽበር ዘኽእል ምድላው ከምዝዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ፌዴራል  ገሊፁ።

ሕብረተሰብ በቢከባቢኡ ንሰላም ዐንቅፋት ዝኾኑ ዘጠራጥሩ ነገራት እንትዕዘብ ዝተለመደ ሓበሬታ ብምሃብ ኣድላዪ ምትሕብባር በምግባር ኣብ ጎኒ እቲ ገብረ ሓይሊ ንክስለፍ ተሓቲቱ።

ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ፌዴራል  ንመላእ ሰዓብቲ እምነት፣ ንሰራዊት ፖሊስ ፌዴራል፣ ኣባላት ፖሊስ ከተማታተን ክልልን ከምኡውን ካልኦት ሓይሊታት ፀፅታን ድሕንነተን ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ምምሕልላፉ ካብ ፖሊስ ፌዴራል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረደእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.