Fana: At a Speed of Life!

በዓል መዚ ኣእምሯዊ ንብረት ኢትዮጵያ 1 ሺሕን 585 ፍቓዳት ከምዝሃበ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ኣእምሯዊ ንብረት ኢትዮጵያ ብምልክት ንግዲ፣ ፓተንት፣ መሰላት ቅዳሕን ዝኣመሰሉን ብሓፈሻ 1 ሺሕን 585 ፍቓዳት ከምዝሃበ ኣፍሊጡ።

ሓላፊ ዓውዲ ኣገልግሎት ዓማዊል እቲ በዓል መዚ ኤልያስ ጥሩነህ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ እቲ ትካል ነቲ ፍቓድ ኣብ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 2016 ዓ.ም ኢዩ ሂቡ።

ብመሰረት እዚ፥  ብምልክት ንግዲ 1 ሺሕን 8 ፣ ፓተንት 16፣ ብኣገልግሎት ሞዴል 102፣ ብዲዛይን ኢንዱስትሪ 65 ከምኡውን ኣታዊ ፓተንት 20፣ መሰላት ቅዳሕን ዝኣመሰሉን 374  ፍቓዳት ተዋሂቦም ኢሎም።

ብታሪክ ኣዱኛ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.