በዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ን76 ሬዲዮ ጣቢያታት ናይ ፈነወ ፍቓድ ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ኢትዮያ ን76 ሬዲዮ ጣቢያታት ናይ ፈነወ ፍቓድ ከምዝሃበ ገሊፁ።
በዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ፍቓድ ዝሃቦም ሬድዮ ጣቢያታት ዝምልከት ሓበሬታ ሂቡ።
ኣብ መብርሂኡ ድማ ብሓፈሻ ክሳብ ሕዚ ኣብ ዘሎ እዋን 76 ሬድዮ ጣቢያታት ፍቓድ ምሃቡ ዝገለፀ እንትኸውን፥ ካብ ሞንጎ እዚኣተን እተን 54 ኣብ ፈነወ ከምዝርከባ ኣፍሊጡ።
ፍቓድ ካብ ሞንጎ ዝተውሃቦም ሬድዮ ጣቢያታት 14 ናይ ንግዲ፣ 52 ማሕበረሰብ ሬድዮን 10 ናይ ህዝቢ ሬድዮ ጣቢያታትን ይርከቡዎም፡፡
ናብ ፈነወ ዘይኣተዋ 22 ሬድዮ ጣቢያታት ኣብ ምድላው ከምዝርከባ ካብቲ በዓል መዚ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።