Fana: At a Speed of Life!

በዓል መስቀል ዳመራ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ኢትዮጵያ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፤ 16 መስከረም፤ 2014 (ኤፍ ቢሲ) በዓል መስቀል ዳመራ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ተኸቢሩ።

ብመሰረት እዚ ኣብ ከተማ ሃዋሳ፣ ደብረ ብርሃን፣ ደሴ፣ ደብረ ታቦር፣ ሚዛን ኣማን፣ ሻሸመኔን ደበርቕን ብዙሓት ነበርቲ እተን ከተማታት ኣብ ዝተረኸብሉ ብድሙቕ ኩነታት ተኸቢሩ።

ኣብቲ በዓል ኣቦታት ሓይማኖት፣ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና፣ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ መንስቲን ካልኦት ናይ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ጋይሽን ተረኺቦም።

በጥላሁን ይልማ

ወቅታዊ፣ትኩስ እና የተሟሉ መረጃዎችን ለማግኘት፡-
ድረ ገጽ፦ https://www.fanabc.com/
ፌስቡክ፡- https://www.facebook.com/fanabroadcasting
ዩትዩብ፦ https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/
ቴሌግራም፦ https://t.me/fanatelevision
ትዊተር፦ https://twitter.com/fanatelevision በመወዳጀት ይከታተሉን፡፡
ዘወትር፦ ከእኛ ጋር ስላሉ እናመሰግናለን!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.