Fana: At a Speed of Life!

በዓል መስቀል ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መስቀል ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ፡፡

እቲ በዓል ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊን ባህላዊ ስነ ስርአዓታት ብድምቀት እናተኸበረ ይርከብ።

ትማሊ እውን ዳሜራ መስቀል ኣብ መላእ ሃገሪቱ ብድሙቕ ስነ ስርአት ከምዝተኸበረ ይፍለጥ።

ብፍላይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መስቀል ኣባባይ ፓትሪያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ፣ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ሊቃነ ጳጳሳት፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ምእመናንን በፃሕቲን ኣብ ዝተረኸቡሉ ብድምቀት ተኸቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.