Fana: At a Speed of Life!

በኣብ ሞንጎ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባን ኣፈፃሚ ኣካል ስነ-ስርዓት ምንባር ክታም ስምምዕነት ትልሚ  ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በኣብ ሞንጎ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባን ኣፈፃሚ ኣካል ስነ-ስርዓት ምንባር ክታም ስምምዕነት ትልሚ  ተኻይዱ።

ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ስራሕቲ ውክልና ህዝቢን ኣስፈፃሚ ኣካላት ናይ ምክትታልን ምቁፅፃርን ብግቡእ ንምስራሕ ዘኽእሎ ቀዋሚ ኮሚቴ ወዲቡ ናብ ስራሕ ምእታዉ ይፍለጥ፡፡

ስለዝኾነ ድማ እቲ ቤት ምኽሪ ኣፈፃሚ ኣካላት ንምክትታልን ንምቁፅፃርን ተግባራዊ ንምግባር ኢሉ እውን ስርዓት ተሓታትነት ንምዕሳል ንኽሕግዞ ኣብ ሞንጎ ቀወምቲ ኮሚቴታትን ኣፈፀምቲ ኣካላትን (ሓለፍቲ ቢሮ) ትልሚ እቶም ትካላት መሰረት ዝገበረ ስምምዕነት ክታም ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤን ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ቡዜና አልቃድርን ኣብ ዝተረኸባሉ ተኻይዱ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.