Fana: At a Speed of Life!

በሪታት መተንፈሲ ማይ ግድብ ህዳሰ ተኸፍቶም ተወሰኽቲ 2 ሺሕን 800 ሜኪ ማይ ብሰከንድ ምፍሳስ ጀሚሮም – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በሪታት መተንፈሲ ማይ ግድብ ህዳሰ ኢትጵያ ተኸፍቶም ተወሰኽቲ 2 ሺሕን 800 ሜኪ ማይ ብሰከንድ ምፍሳስ ከምዝጀመሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣን ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላፉዎ መልእኽቲ፤ ናብ ታሕተዎት ተፋሰስቲ ሃገራት ኣባይ ተወሳኺ ካብ ጉባ ተሰሚዑ ኣሎ ኢሎም።

በዚ ድማ ዋሕዚ ሩባ እንተይተኣጓጎለ ካብ ምቕፃሉ ብተወሳኺ በሪታት መተንፈሲ ማይ እቲ ግድብ ተኸፊቶም ተወሳኺ ብሰከንድ 2 ሺሕን 800 ሜኪ ማይ ምፍሳስ ከምዝጀመሩ ኣፍሊጦም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.